Loading...

Download
  • Genre:Hip Hop & Rap
  • Year of Release:2021

Lyrics

Godsent Reality

Museum on da mic

380 days of Genocide


ክወግሕ'ዩ

ትግራዋይ'የ


ክወግሕ'ዩ ለይወግሕ የለይ

የለይ

ክሓልፍ'ዩ ለይሓልፍ የለይ

የለይ

ፅንዓት እምነት እሱ እዩ መንነት

ልናፅነት

ተስፋ ዓቅሊ ኒሕ  ትግራዋይነት

ትግራዋይ'የ


ክወግሕ'ዩ ለይወግሕ የለይ

የለይ

ክሓልፍ'ዩ ለይሓልፍ የለይ

የለይ

ፅንዓት እምነት እሱ እዩ መንነት

ልናፅነት

ጎይታ ዓቕሊ ኒሕ ትግራዋይነት

ትግራዋይ'የ


ፀልሚቱኒ ለይወግሕ መሲሉ

ፀጊሙኒ ሓወይ ተፀሊሉ

ተኹላ በጊዕ ሓደ ተመሲሉ

ነብሱ ሸይጡ ሰበይ ተታሊሉ

ክቐትለኒ ቐሺ መሪቕዎ

መስቀል ሑዙ ጥይት ባሪኽዎ

ባሩድ ዓረር ኣባይ ኣውሪድዎም

መሪር ሓቂ ጋንየን ወሪስዎም

ድኽነት ርእሲ እዩ እይኮነን ናይ ስእነት

ንሰብ ምንባር እዩ ዕላማ ናይ ህይወት

ፍቅሪ እዩ መነነት መስዋእትና ዓወት

ትግራይ ሀገር እያ ግድን እያ ክትዕወት

ምቅርቲ ትግራይና መን ከማይ ከምና

ትግራይ እያ ሃገርና ዕብየትዩ ባህግና

ንፍቅሪ ደኺምና ደሚቕ እዩ ታሪክና

ኪድ ታሪክ ተሓተት ኣክሱማውያን ኢና

ተዓፂፍኻ ሞት ተዘርጊሕኻ ሞት

ሓንቲ ግዜ እያ የለን ክልተ ሂወት

ንደሊ ሰላም ፍትሒ ናፅነት

ንደሊ ዕብየት ናይ ሰብ ማዕርነት

ወይን ገድሊ ሓርነት

ይንበር ትግራዋይነት

ወይን ገድሊ ሓርነት

ይንበር ትግራዋይነት


ክወግሕ'ዩ ለይወግሕ የለይ

የለይ

ክሓልፍ'ዩ ለይሓልፍ የለይ

የለይ

ፅንዓት እምነት እሱ እዩ መንነት

ልናፅነት

ተስፋ ዓቅሊ ኒሕ  ትግራዋይነት

ትግራዋይ'የ


ክወግሕ'ዩ ለይወግሕ የለይ

የለይ

ክሓልፍ'ዩ ለይሓልፍ የለይ

የለይ

ፅንዓት እምነት  እሱ እዩ መንነት

ልናፅነት

ጎይታ ዓቕሊ ኒሕ ትግራዋይነት

ትግራዋይ'የ


ትግራይ ሰብ ኣለዋ ኣይትንክእዋ

ትግራይ እዝጊ ኣለዋ ኣይትንክእዋ

ኣቦይ እነይ ደም ከፊሎም ዘፅንሕዋ

ንሓልዋ

ንዓይ ኢሎም ታሪክ ህያብ ዝሃብዋ

ሰብ ኣለዋ

ተኽሊ ኾይኖም ዳዕሮ ፅላል ዘፅለልዋ

ኣንጊሶምዋ

ትግራይ እያ ህይወተይ ትግራይ መረበተይ

ህዝባዩ እዩ ክብረተይ ባህለይ  መሰረተይ

ፍትሒ እዩ ዓወተይ ናፅነት ድልተይ

T.D.F እዩ ናተይ ኣያታት ኣሕዋተይ

ፍቅሪ እዩ እምነትና ንብላዕ'ዩ ባህልና

ወርቂ ምስ ደም እዩ ባንዲራ ቀለምና

ትግራይ'ያ ገዛና ትግራይ መረበትና

መግዛእቲ ኣይንፈልጥን ጥልያን ይመስክረልና

ፅንዓት እኖ ወዳ ተቀቢሉ ስጥም

ፅንዓት ኣቦ ዋዕሮ ተቀቢላ ስጥም

ፅንዓት ስጥም እምቢ ፍፁም

ፅንዓት ስጥም ወይን ብቕልፅም


ክወግሕ'ዩ ለይወግሕ የለይ

የለይ

ክሓልፍ 'ዩ ለይሓልፍ የለይ

የለይ

ፅንዓት እምነት እሱ እዩ መንነት

ልናፅነት

ተስፋ ዓቅሊ ኒሕ ትግራዋይነት

ትግራዋይ'የ


ክወግሕ'ዩ ለወግሕ የለይ

የለይ

ክሓልፍ'ዩ ለይሓልፍ የለይ

የለይ

ፅንዓት እምነት እሱ እዩ መንነት

ልናፅነት

ጎይታ ዓቅሊ ኒሕ ትግራዋይነት

ትግራዋይ'የ


ኣምላኽ ኣቦይ ዓደይ ሓደራ

‏شكرا يا السودان

ዘላለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ህይወት ዝገበሩ ኮይኖም ዋሕስ ህላወና

ትግራይ ትዕወት

Similar Songs

+

      -   or   -

      -   or   -

      NG +234

          Please Select A Playlist

          Add New Playlist

          Share on

          Embed: Love & Light EP

          Custom Size :

          • Default
          • Desktop(300*600)
          • Mobile(300*250)

          Type :

          • HTML/HTML5 (WordPress Supported)
          Get Boomplay Premium
          for
          Payment Method
          Pay With
            Review and pay
            Order Date
            Payment Method
            Due Today
            Flutterwave
              Subscription Successful

              Congratulations! You have successfully activated Boomplay 1 Month Premium.

              Now you have access to all the features of Boomplay App.
              Payment Failed

              Please check your balance and then try again.

              You'll lose your subscription if we don't have a working payment method for your account, so please check your payment details.
              Need help? Contact Boomplay Subscription Support.
              Payment Processing...
              10 s

              Payment is being processed by . Please wait while the order is being comfirmed.

              Payment Processing
              Your order is processing, and it may take up to a few days for the service provider to handle your payment. Please kindly stay tuned and check your order status in ‘User Center’.
              About Order Status