ZeFikra Lyrics
- Genre:World Music/Folklore
- Year of Release:2023
Lyrics
ዘ ፍቅራ
ወይዝ ጉደይ ወይዝ ጉደዬ ጉደዬ
ወይ ዝ ጉደይ ወይዝ ጉደዬ ጉደዬ
ሂዘ ብልበይ ሃሣብ ናይፍቅራ
መአዝ ቀሢነ ክሣብ ዝነግራ
ሂዘ ብልበይ ናይፍቅር ነገር
መአዝ ቀሢነ ኢለ እግርግር
ሀነን ኢሉ ሀነን ኢሉ ልበዬ
ሀነን ኢሉ ሀነን ኢሉ ልበዬ
ታይ አለዎ ካብ አይነይ ምገመትኪ
ምንባር ነይሩ ዝደለኹ ምሣኪ
ነዛ ቀልበይ ሂዛቶ ከይዳ
ነዛ ቀልበይ ሂዛቶ ከይዳ
ነዛ ውነይ ሂዛቶ ከይዳ
አነ ዘፍቅራ
ዘፍቅራ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ንሣያ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ዘፍቅራ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ንሣያ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ኩሉ ፀባዬ አነ ዘፍቅራ
አነ ተመቺዩኒ አነ ዘፍቅራ
(አዝ)
ልእሊ ፍቅሪ ታይ ይርከብ አብ ምድሪ
እናበልኩ ፀልሚቱኒ ብቀትሪ
ተዛሪበ ምሥአን ምርካብም አሎ
ፍርህ ኢለ ክነግራ ንወለሎ
ነዛ ቀልበይ ሂዛቶ ከይዳ
ነዛ ቀልበይ ሂዛቶ ከይዳ
ነዛ ውነይ ሂዛቶ ከይዳ
አነ ዘፍቅራ
ዘፍቅራ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ንሣያ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ዘፍቅራ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ንሣያ ዘፍቅራዬ አነ ዘፍቅራ
ኩሉ ፀባያ አነ ዘፍቅራ
አነ ተመቺዩኒ አነ ዘፍቅራ